ካብ ኣሜሪካ ብ ኣዲስ ኣበባ ገይሩ ናብ መቐለ ዝኣተወ ሰይፉ ትዕዝብቱ ኣብ ትዊተር ድሕሪ ምፅሓፉ፥ ምስ ተኽላይ ዘትግሃት እውን ኣብ ትግሃት ኣውጊዖም ኣለዉ። ሰይፈ ብ ውቕሮ፥...
ኣብ ትግራይ ግዝያዊ መንግስቲ ይጣየሽ ከም ዘሎ ዝየርእዩ ከይድታት ኣለዉ። እዙይ ስራሕ ዝይዓዪይ ኣተሓባባሪ ኮሚቴ እውን ተጣዪሹ፥ ይሰርሕ ከም ዘሎ እዩ። እቶም ከይድታት ምስረታ ኣተሓበሪ ኮሚቴን...
ምዓት ወሪዱ፡ ምፅኣት ኰይኑ ግፍዒ በዚሑ፡ ምወት ሰፊኑ ፅሓይ ዓሪባትና፡ መሬት ፀልሚታትና ዓለም ረሲዓትና፡ ፍርሒ ውሒጡና መውፅኢ ስኢንና፡ መሬት ዕንቊ ኰይና ጠፊእና ዶ ኢልና፡ ምስጋእ ምስ...
ል ሕድሕድ ዝርአየን ሰብ “ቀበርትና ይግበርኩም” ዝትብል ነገር መውፅኢት ኣፈን ነበረት። ድሕሪ ናይ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ስቓይ፣ ብ ዕለት 29 ሚያዝያ 2013 ካብ እዛ ዓለም ብ ሞት...
ብ ገብረክርስቶስ ገብረስላሴ ካብ ኣስታት 2000 ዓ/ም ጀሚረ ስለ ሓደነት ዕጫ ተጋሩን ኤርትራውያንን፥ ስለ ተኸፋፊልካ ኣደዳ ፀላእቲ ምዃን፥ እናተለዋወጥና እቱ ሓደ ተጠቒሞም ል እቱ ካልእ ብ...