ሽዱሽተ ወርሒ ድሕሪ ቕትለት ሰለስተ መሳርሕትና ማሪያ: ቴድሮስን ዮሃንስን፡ ሙሉእ ምኽንያት መቕተሊኦምን ተሓታታይነትን ክሳብ ሕዚ ንፁር ኣይኰነን። ብ 24 ሰነ 2021 ኣቈፃፅራ ኣውሮዻ ኣብ ትግራይ ይጕዓዙ ምስ ዝነበሩ ኣተሓባባሪት ህጹጽ ኵነታት ዝዀነት ጓል 35 ዓመት ዝዕድመኣ ማሪያ ሄርናንደዝ፣ ወዲ 32 ዓመት ሓጋዚ ኣተሓባባሪ ህጹጽ ኵነታት ዝዀነ ዮሃንስ ሓለፎም ረዳን ወዲ 31 ዓመት ዝነበረ ገናሒ መኪና ቴድሮስ ገብረማሪያምን ዝነበረና ርክብ ተቛሪፁ። ብ 25 ሰነ 2021 ኣቈፃፅራ ኣውሮፓ ድማ እታ ይጕዓዙላ ዝነበሩ መኪና ጥርሓ...
ካብ መንግስቲ ትግራይ ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ ቅድሚ ኵሉን ልዕሊ ኵሉን ቀዳማይ ደርጊ 15 ሰነ 1980 ዓ/ም ኣብ ዕዳጋ ሓውዜን ደብዳብ ነፈርቲ ዝፈፀመሉ መበል 33 ዓመት መዓልቲ...
እህ! ናይ እማኖም ካብ ሞት ዘምለጡ መሲሉኒ ነይሩ ግን ኣይኰነን። ”ሎሚ እኳ ዘኢሞትና ደጊም ኣይንሞትይ እዛ ጓለይ” ዝብል ድምፂ ኣብ እዝነይ ገዲፎም ስዓት 4 ናይ ንጕሆ...
ይህ የጥፋት ዕቅድ የታቀደው ከአምስት ሚሊዮን ህዝብ ለ95 ሚሊዮን ህዝብ ነው ለዚህ ደሞ የህሊናና ሆድ እስረኞችን እንደ አቶ ኃይለማርያም ደሳለኝና መሰሎቻቸውን በመጠቀም ነው። ወደድንም ጠላንም ምርጫው...
ሓገዝ ረድኤት ብዘይ ምንም ዓንቀፍቀፍ ንህዝብና ንምብፃሕ መንግስቲ ትግራይ ሎምውን ከም ወትሩ ድሉው እዩ። ቅድሚ ኵሉ ዓለምለኸ ማሕበረሰብ፣ ተሓለቕቲ ሰብአዊ መሰላት፣ ትካላት ገበርቲ ሰናይን አብ ልዕሊ...
ኣቦይ፡ ኣብ እቱ ዝሓለፈ ብረታዊ ቃልሲ ዝተሰወኦ መቓልስቱን ዓርኩን ል ምዝካር፡ ነጋሲ ኢሉ ዝሰመዮ ንኡሽተን ሓወይ፡ ኣብ እዚ ወራር ብ ቁምብላ ተቐቲሉ። ምስኡ ዝነበረት ሓፍተይ ግን...
እዚ ዝይስዕብ ሰንጠረዥ ኣብ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ፥ ጣብያ ድጉም ኣብ 52 ገዛውቲ ዝበፅሐ ዓይነትን መጠንን ዕንወት ዝየርእይ እዩ። ተ.ቍ ሙሉእ ስም ዓይነት ንብረት ዓይነት ጕድኣት ፍልፍል...
ብ ዕለት 16፥ 17 ወ 18 ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያ ኣብ ድጉም ብዙሓት ሰባት ቀቲሎም እዮም።
ሕዚ ግና ሙሉእ ብሙሉእ ብሰራዊት ሻዕብያ ዓንኒዉን መዓስከር ሰራዊት ኰይኑን ይርከብ። ካብ ማዕጾ ጀሚሩ ኣብ እቲ ሆስፒታል ዝነበሩ ንብረታትን ናውቲ ሕክምናን ሙሉእ ብሙሉእ ተዘሪፎም እዮም። ምሳሌታት...
ስለ ዝዀነ ድማ ኣብ ሙሉእ ዓለም ዝትነብሩ ተጋሩ ኦርቶዶክሳውያን ኵልኹም ናይ እቲ ማሕበርና ዕላማን ከይድን ተገንዚብኩም ኣድላዪ ዝዀነ ሞያዊ ሓገዝ ክትገብሩ ብኽብሪ እናጸዋዕና፡ ካብ ማሕበርና ሓገዝን...