ካብኣቶም ሓደ ኣብ መቐለ ወዲ ሰፈረይን ዓርከይን ዝነበረ ወዲ ብየመና ጥሜት መልክዑ ተቐዪሩ ከለልዮ ስለ ዘኢኸአልኹ እሱ ባዕሉ ፀዊዑ እዩ ሰላም ኢሉኒ። ልኣቶም ምስ ርእኹ ክልተ...
ብምኽንያት ብዕለት 9/3/2014 ዓ/ም ኣብ መንጎ ሰራዊት ትግራይን ሓልታት ዓፋርን ኣብ ኣብዓላ ብዝተልዓለ ውግእ፡ ምልሻ ዓፋር፡ ተጋሩ ጥራሕ ፈልዮም፡ ምቕታልን ንብረቶም ምዝራፍ ጀሚሮም። ነገሩ ዓንፆ ዓንፆ...