Connect with us

ትግርኛ

ርፍረፋ ኣብ ደንገላት ጥቓ ዕዳጋ ሓሙስ

Published

on

ብ ዕለት 21 ሕዳር 2013 ዓ.ም ኣብ ጥቓ ዕዳጋ ሓሙስ ደንገላት ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ዓመታዊ ክብረ በዓል ል ምኽባር ኣብ ጥንታዊ ገዳም ማርያም ደንገላት ተኣኪቡ ካብ ዝነበረ ህዝቢ፡ ልዕሊ 82 ንፁሃት ብ ወረርቲ ወታደራት ህግደፍ ከም ዝተረፍረፉ ካብ ተወላዲ እቲ ኸባቢ ደዊልና ኣፃሪና ኣለና።

ተመሳሰልቲ ርፍረፋታት፡ ኣብ ውቕሮ፥ ኣብ ማይ ካድራ፥ ኣብ ሓውዜን፥ ኣብ እንዳ ኣባ ጉና፥ ኣብ ዓብዪ ዓዲ፥ ኣብ ብሶቤር (ደቡብ ትግራይ) ተፈፂሞም ከም ዘለው ይፍለጥ።

እዚ ኲናት ካብ ዝጅመር ብ ዛዕባ ብ ግፍዒ ዝተቐትሉ ስቪላውያን ተጋሩ ብ መልክዕ ዜና፣ ልጣፍ ማሕበራዊ መራኸብቲ ሓፋሽ ወይ እውን ብ ኻሊእ መንገዲ ዝረኸብኩምዎ ጭቡጥ መረዳእታ፡ ሙሉእ ስም፣ ቦታ፣ ዕድመ፥ ዕለት (ዝፍለጥ እንተዀይኑ)፥ ካልኦት ተወሰኽቲ ሓበሬታታት ብ ምሕባርን ምስ ፍልፍሎምን ብ ፈስይቡክ ወይ ብ ትዊተር ኽትሰዱልና ንላበው። ቍፅሪ ቴሌፎኩም እውን እንተሰዲድኩምልና፡ መንነትኩም እንተኢኣቃላዕና ክንድውለልኩም ንኽእል እይና።

Continue Reading
Click to comment

0 Comments

  1. ኣንበሳ ትግራይ

    March 6, 2021 at 8:01 am

    ከም #crosspondant ኮይነ ክሰርሕ ይደሊ contact me

  2. Mekonnen

    December 18, 2020 at 11:48 pm

    Keep it up, try to keep a database and share with me in Twitter @Kaleb65319840 with Alula Solomon @@Alula_Solomon and @meazaG_ etc.

Leave a Reply

Cancel reply

Your email address will not be published.

Copyright © TGHAT