Connect with us

መፅናዕቲ

ቀድዳማይ ሕትታም “ፅንታ” ዝተሰምየት መፅሄት ኮሚሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ

Published

on

ዛ ብ መልእኽቲ ኮሚሽነር የማነ ዘርኣይ ዝጀመረት ሕትታም፡ ዞም ዝይስዕቡ ኣርእስትታት ሒዛ ኣልላ።

  • ጨፍጫፍ ዕንነ 
  • ነገረ ፅንታ 
  • ማህሰይቲ: ድሕረ ስቅያት  
  • ፆታዊ ጥቕዓት ከም መሳርሒ ፅንተት
  • ዜና እንትይዕፈን
  • ፀልማት ይነግስ፣ ጭንቂ ይዓስል
  • Facts – Tigray Genocidal War 

ታ መፅሄት ብ መልክዕ ፒዲኤፍ ታሕታይ ትርከብ።

Continue Reading
1 Comment

1 Comment

  1. ያሬድ

    February 10, 2024 at 6:52 pm

    ትግሃት መዓዝ ኢኩም በመልክዕ መጽሔት ትመፅኡ

Leave a Reply

Your email address will not be published.

Copyright © TGHAT