ዙ ፅሑፍ ኣክካል ተኸታታልቲ ፅሑፋት እይዩ። ቀድዳማይ ክፍፋል ኣብ ዙይ፥ ካልኣይ ክፍልፋ ድምማ ኣብ ዙይ ይርክከቡ። ምሉወርቅ ኪዳነማርያም፡ ካብ ኣማኑኤል ሳህለ...
ቀድዳማይ ክፍፋል ኣብ ዙይ ይርክከብ። ዙይ ፅሑፍ ክልተ ደረስቲ ኣልለዉዎ። ምሉወርቅ ኪዳነማርያም፡ ካብ ኣማኑኤል ሳህለ ከም ዝ ተልኣኹልሉ ዝ ገለፆም ፅሑፋት ብ ናይ ባዕሉ ተወስሳኺ ፅሑፍ...
ኣብ ትሕቲ ተጋሩ ወ ከተማ ኣስመራ፡ ተጋሩን ከተማ ኣስመራን ዝ ይምልከቱ ተኸታተልቲ ፅሑፋት ክ ይቐርቡ እይዮም። ዞም ፅሑፋት ብ ቐንዱ ብ ኣማኑኤል ሳህለ ተዳሊዎም ብ መምህር...
ል ልዕሊ 6 ዓመታት ስለ ኣድላዪነትን እንታይነትን ስሩዕ ስርዓተ ፅሕፈትን ልስሳነ ፅሑፍን፡ ብ ዋንናነት ኣብ ፈይስቡክ፥ ካብኡ ድማ ኣብ ዝ ተፈላለዩ መራኸብቲ ሓፍፋሽ፥ ኣብ ዩቱብ፥ ኣብ ዝ...
ዛ ብ መልእኽቲ ኮሚሽነር የማነ ዘርኣይ ዝጀመረት ሕትታም፡ ዞም ዝይስዕቡ ኣርእስትታት ሒዛ ኣልላ። ጨፍጫፍ ዕንነ ነገረ ፅንታ ማህሰይቲ: ድሕረ ስቅያት ፆታዊ ጥቕዓት ከም መሳርሒ ፅንተት ዜና...
ብ ደስታ ገብረሚካኤል ግደይ (ዶክተር ዘፍልስፍና) መእተዊ ን ፅሑፈይ መበገሲ ዝዀነኒ ዛዕባ፡ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ (ግምት) 23 ጥቅምቲ 2016 ዓም ኣማኻሪ ካዉንስል ን ምጥያሽ ዝፀውዖ መድረኽ...
ብ ደጀን የማነ ተኽለ ዕላማ ዙ ፅሑፍ መፅሓፍ ቅዱስ ኣብ ግብረ ሃወርያት 18፡9-10 “ተዛረብ ድኣ እምበር፡ ስቕ ኣይትበል” ከም ዝበሎ፡ ሊቃውንቲ ቤተ ክርስቲያን ብ ኣግባቡ መልሲ...
መብርሂ፦ ብ ምኽንያት ግደን ተሳትፎን ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ኣብ ኲናት ትግራይ፡ ብዙሓት ሕትቶታት እናተልዓሉ ይርከቡ። መራሕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ድማ፡ ናይ ባዕልቶም ቤተ...
ብ ገብረስላሴ ኪሮስ ሃይሉ መእተዊ ዋና ዕላማ እዙ ፅሑፍ ምሁራን ተጋሩ ኣብ ኵለ መዳያዊ ምሕደራን ልምዓትን ትግራይ ዝነበሮምን ዘለዎምን ግደ ንምፍታሽ እዩ። ኣብ ትግራይ ምሁር...
ብ ፀጋይ ክንፈ ነዊሕ ድሕረ ባይታ ዘለዎ ኣብ ውሽጢ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ዝፀንሐ ምግምማዕ ኣብ እዙ እዋን እውን ብ ውሑዱ ካብ ሰለስተ መኣዝናት (ካብ ትግራይ፣ ኦሮምያን...