Connect with us

Uncategorized

ብ ኲናት ኣብ ልዕሊ ትግራይ፡ኣብ ጣብያ ድጉም ዝበፅሐ ዝርዝር ዕንወት

Published

on

እዚ ዝይስዕብ ሰንጠረዥ ኣብ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ፥ ጣብያ ድጉም ኣብ 52 ገዛውቲ ዝበፅሐ ዓይነትን መጠንን ዕንወት ዝየርእይ እዩ።

ተ.ሙሉእ ስምዓይነት ንብረትዓይነት ጕድኣትፍልፍልመብርሂ
1ፀጋ ኣለም ኣብርሃ በየነሓደ ክፍሊ ገዛ
ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ
ዒስራ ደርሁ
ዓኒዉ
ተፀቂጦምን ተዘሪፈን
ተሓሪደን
ስድራ መሰኻኽር ዓይኒ ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን
2ቀሺ ፅጋብ ለኣከ ወልደገሪማሓደ ሲቪል ሰብ
ሸውዓተ ኩንታል እኽሊ
ሽዱሽተ ኣጣል
ክልተ ንህቢ
ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ
ተቐቲሉ
ተዘሪፉ
ተሓሪደንተወሲዱተዘሪፉ
ስድራሰራዊት ሻዕብያ
3ቀሺ ረዳኢ ካሕሳይ ስብሃቱሓደ ሲቪል ሰብ       
ሓደ ክፍሊ ገዛ
ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ
ዓሰርተ ደርሁ
ተቐቲሎም
ዓኒዉ
ተዘሪፉ
ተሓሪደን
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያ
4ፍረወይኒ ኣታኽልቲ በዛብህሓደ ሲቪል ሰብ        
ሽድሽተ ክፍሊ ገዛ
ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ
ሽድሽተ ኣባጊዕ
ሸሞንተ ደርሁ
ተቐቲሉ
ዓኒዉ
ተፀቂጦምን ተዘሪፉን
ተሓሪደን
ተሓሪደን
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን
5ቀሺ ገብረሄር ተ/ሃይማኖትክልተ ክፍሊ ገዛ
ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ
ሓደ ንህቢ
ኣርባዕተ ኣባጊዕ
ዓኒዉ
ተዘሪፉ
ጠፊኡ
ተሓሪደን
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያ
6ሃይላይ ገብረሂወት ክልተ ክፍሊ ገዛ
ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ
ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ ብር
ሓሙሽተ ከፍቲ
ዓኒዉ
ተዘሪፉ
ተዘሪፉ
ተሓሪደን
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን
7ገብረመድሂን ደስታ ሓጎስሰለስተ ክፍሊ ገዛ
ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ
ሽዱሽተ ደርሁ
ዓኒዉ
ተፀቒጡ
ተሓሪደን
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን
8ሂሪት ታደሰ ሓጎስሓደ ክፍሊ ገዛ
ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ
ኣርባዕተ ኣባጊዕ
ሸውዓተ ደርሁ
ዓኒዉ
ተፀቒጡ
ተሓሪደን
ተሓሪደን
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን
9ዘርኣይ ሃይላይ በላይክልተ ክፍሊ ገዛ
ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ
ትሽዓተ ደርሁ
ሓምሳ ሽሕ ዝግመት ናይ ድንዃን ኣቝሑ
ዓኒዉ
ተፀቒጡ
ተሓሪደን
ተዘሪፉ
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያ
10ምፅላል ሰለስተ ክፍሊ ገዛ
ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ
ሸሞንተ ኵንታል እኽሊ
ሰለስተ ኵልሳስ እኽሊ
ዓኒዉ
ተቓፂሉ
ተቓፂሉ
ተቓፂሉ
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን
11ሓጐስ ተስፋይ ገብረማርያምክልተ ሲቪል ሰብ
ክልተ ክፍሊ ገዛ
ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ
ክልተ ኣባጊዕ
ተቐቲለን
ተቓፂሉ
ተቓፂሉ
ተሓሪደን
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን
12ኣፅብሃ ሃይለማርያም ተስፋይሓደ ብዕራይ
ኣርባዕተ ኣጣል
ኣርባዕተ ኵልሳስ ሓሰር
ሞይቱ
ተሓሪደን
ተቓፂሎም
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን
13መሓሪ ኢታይሸሞንተ ክፍሊ ገዛ
ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ
ሽዱሽተ ኩንታል እኽሊ
ኣርባዕተ ቴሌቪዥን
ሙሉእ ድዃን ምስ ቡቲኩ
ክልተ ሚኢቲ ሽሕ ዝግመት
ዓኒዉ
ተዘሪፉ
ተዘሪፉ
ተዘሪፉ
ተዘሪፉ
መሰኻኽር ዓይኒ ሰራዊት ሻዕብያ
14ዘውደ ገብረሚኪኤል ፀጋይኣርባዕተ ክፍሊ ገዛ
ሸሞንተ ኩንታል እኽሊ
ክልተ ሰፈይቲ መኪና
ኣርባዕተ ኵልሳስ ሓሰር
ተቓፂሉ
ተቓፂሉ
ተቓፂሉ
ተቓፂሉ
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን
15ቀሺ ገብረስላሴ ደስታ ወዘላሰለስተ ክፍሊ ገዛ
ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ
ዓሰርተ ኣርባዕተን ፈረቃን ኩንታል ስርናይ
ክልተ ኣባጊዕ
ዓኒዉ
ተቓፂሉን
ተደፊኑን ተቓፂሉን
ተደፊኑን

ተሓሪደን
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያ
16ተክላይ ደስታ ሓጎስክልተ ክፍሊ ገዛ
ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ
ሸውዓተ ኣባጊዕ
ዓኒዉ
ተዘሪፉ
ተሓሪደን
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያ
17ቀሺ ገብረስላሴ ዝግታ ሓጐስክልተ ክፍሊ ገዛ
ዓሰርተ ሰለስተ ኣጣል
ኣርባዕተ ኵንታል እኽሊ
ዓኒዉ
ተሓሪደንን ተፀቒጠንን
ተዘሪፉ
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያ
18ኣ/መ ኪዳነማርያም ተስፋይኣርባዕተ ክፍሊ ገዛ
ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ
ሓንቲ ላሕሚ
ሓደ ንህቢ
ዓኒዉ
ተዘሪፉ
ተቐቲላ
ተወቂዑ
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያ
19ኣብርሃ ሓዱሽሓደ ክፍሊ ገዛ
ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ
ሰለስተ ኵንታል እኽሊ
ሓደ ኵልሳስ እኽሊ
ዓኒዉ
ተቓፂሉ
ተቓፂሉ
ተቓፂሉ
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ኢትዮጵያ
20ገብረሂወት ኪሮስ ገብሩሓደ ኵልሳስ ጣፍ
ሓደ ኵልሳስ ዳጉሽ
ሓደ ኵልሳስ ሓሰር
ተቓፂሉ
ተቓፂሉ
ተቓፂሉ
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን
21ቀሺ ኪሮስ ገብሩሓደ ኵልሳስ ዳጉሻ
ሓደ ኵልሳስ ሌቋ
ሓደ ኵልሳስ ሓሰር
ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ ብር
ተቓፂሉ
ተቓፂሉ
ተቓፂሉ
ተቓፂሉ
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን
22ኣረጋ ተስፋይ ወ/ማርያምሓደ ኵልሳስ ስርናይ
ሓደ ኵልሳስ ሓሰር
ሓደ ኵልሳስ ድርቋ
ተቓፂሉ
ተቓፂሉ
ተቓፂሉ
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያ
23ገብረዮሃንስ ደስታሓደ ኵልሳስ እኽሊ
ሓደ ኵልሳስ ሓሰር
ተቓፂሉ
ተቓፂሉ
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያ
24ቀሺ ገብረሃንስ ሃይሉሓደ ኵልሳስ እኽሊተቓፂሉስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያ
25እዮርሳሌም ሃይላይ ባህረሓደ ክፍሊ ገዛ
ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ
ዓኒዉ
ተቓፂሉ
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያ
26ትካው ዘገየሓደ ስቪል ሰብ
ክልተ ክፍሊ ገዛ
ክልተ ብዕራይ
ሰላሳ ሽሕ ብረ
ሸውዓተ ኩንታል ጣፍ 
ክልተ ንህቢ 
ተቐቲሉ
ዓኒዉ
ተቐቲሎም
ተዘሪፉ
ተዘሪፉ
ጠፊኦም
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን
27ሃይለስላሴ ሚላይ ነርአሓደ ክፍሊ ገዛ
ኣርባዕተ ኵልሳስ እኽሊ
ዓኒዉ
ተቓፂሉ
ስድራሰራዊት ሻዕብያ
28ወ/ገብሪኤል ካሕሱ ታደለሓደ ስቪል ሰብሓ
ደ ብዕራይ
ተቐቲሉ
ሞይቱ
ስድራሰራዊት ሻዕብያ
29ጥዓመ ገብረሄትሰለስተ ኵልሳስ እኽሊተቓፂሉስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያ
30ገዳሙ ከበደውኣርባዕተ ኵልሳስ እኽሊተቓፂሉስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያ
31ኣረጋዊ ዳደሓደ ኵልሳስ እኽሊተቓፂሉስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያ
32ገብሩ ተስፋይክልተ ኵልሳስ ስርናይ
ሓሙሽተ ኣባጊዕ 
ሓደ ኣድጊ
ተቓፂሉ
ተሓሪደን
ተቐቲሉ
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያ
33ወላይ ታደሰሰለስተ ኵልሳስ እኽሊተቓፂሉስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያ
34ኣርኣያ ኣለሙ ሓደ ኵልሳስ ስርናይተቓፂሉስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን
35ለምለም ሓዱሽሓደ ኵልሳስ ስርናይሙሉእ ኣቝሑ ገዛተቓፂሉተዘሪፉስድራ
ሰራዊት ሻዕብያ
36ኣለም ተስፋይክልተ ኵልሳስ ስርናይ 
ክልተ ኵልሳስ ጣፍ 
ተቓፂሉ
ተቓፂሉ
ስድራሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን
37ኣመተየሱስ ዘማሪያምክልተ ኵልሳስ ዳጉሻተቓፂሉስድራሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን
38ሃይላይ መስፍንሓደ ኵልሳስ ጣፍተቓፂሉስድራሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን
39ሃ/ሂወት ሃይሉክልተ ኵልሳስ ዳጉሻተቓፂሉስድራሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን
40ብርሃን በዛብህሓደ ኵልሳስ ዳጉሻተቓፂሉስድራሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን
41ብርነሽ በየነሓደ ኵልሳስ ስርናይተቓፂሉስድራሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን
42ተስፋይ ተካሓደ ኵልሳስ ስርናይተቓፂሉስድራሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን
43ገነት ዓረዶምሓደ ኵልሳስ ስርናይተቓፂሉስድራሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን
44ፀጋብርሃን ደስታሓደ ኵልሳስ ዳጉሻተቓፂሉስድራሰራዊት ሻዕብያ
45ቀሺ ክፍለ ኣድሃነሓደ ኵልሳስ ስርናይተቓፂሉስድራሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን
46ኣታኽልቲ ኣፅብሃ ኣረጋዊሓደ ክፍሊ ገዛ
ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ
ክልተ ኣባጊዕ
ዓኒዉ
ተዘሪፉ
ተሓሪደን
ስድራሰራዊት ሻዕብያ
47ፍስሃ በየነ ገብረሩፋኤልሓደ ክፍሊ ገዛ
ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ
ሓደ ኩንታል እኽሊ
ዓኒዉ
ተፀቒጡ
ተፀቒጡ
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን
48ገብረመስቀል ገብረገርግስ ገብረሩፋኤልሓደ ክፍሊ ገዛ
ሓደ ዓብዪ ሶላር
ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ
ዓኒዉ
ተዘሪፉ
ተዘሪፉ
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያ
49ሃለቃ ገብረሄር መብራህቱሙሉእ ኣቝሑ ገዛ
ሓደ ኵልሳስ ሓሰር
ዓኒዉ
ተቓፂሉ
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን
50ተኽላይ ኣለሙሓደ ክፍሊ ገዛ
ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ
ዓኒዉ
ተዘሪፉ
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን
51ሓጐስ ሃይሉሓደ ክፍሊ ገዛ
ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ
ዓኒዉ
ተዘሪፉ
ስድራ
መሰኻኽር ዓይኒ 
ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን
52ግደይ ተስፋይ ገብሩሓደ ክፍሊ ገዛ
ሙሉእ ኣቝሑ ገዛ
ዓሰርተ ክልተ ደርሁ
ሓደ በጊዕ
ዓኒዉ
ተዘሪፉ
ተሓሪደን
ተሓሪዱ
ስድራ
ሰራዊት ሻዕብያን ሰራዊት ኢትዮጵያን

Continue Reading
5 Comments

5 Comments

  1. Hafte

    May 31, 2021 at 3:34 am

    Horrific but Tigray prevails.

  2. teklay kenfe

    May 30, 2021 at 4:14 pm

    ዘይጣዕስ እንሃልዩና ድሕሪ እዚ መስዋእቲን ፀበባን ሰላምን ዕብየትን ትግራይ ክንሪኢ ኢና።

  3. Abadi Hayleslassie

    May 30, 2021 at 3:25 pm

    ዓሕህህህህህህ እዚዶ ፈደዩካ ህዝበይ፣ዘይናትካን ኢድካን ዶ ሃቡካ።

  4. Abadi Hayleslassie

    May 30, 2021 at 3:24 pm

    ኣጆካ ህዝበይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ።

  5. Donot free ENDF & Eritrean POWS

    May 30, 2021 at 2:39 pm

    Amhara elites are bothering a good many western politicians to help them look innocent as they fear the consequences of their actions rushing towards them!

    “Senator Jim Inhofe (Republican) of Oklahoma said the United States government should not treat the federal government of Ethiopia and the insurgent TPLF group equally because the former is democratically elected while the later initiated the conflict because it was no longer in power.”
    This politicians is justifying the killings of civilians in the name of defeating TPLF. He is bribed , be it financially or in any way, and act like he has hostility with TPLF leaders. Northern command attack is a claim and it is not justified by an investigation by a third party or a neutral investigator.
    አብ ህዝብና ዝበፅህ ዘሎ ጉድኣት መግለፂ የብሉን፥፥ሂዝኩም እትሰድዎም ናይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ሠራዊት ናይ ሕዝብና መከራ የግድድዎ አለው፥፥You, TDF officials(commanders) too are responsible for all mess in Tigray if you continue releasing those POWS. ከበላና ከጠገበ ይዋጋሃል አያስቀምጥህም የትግራይ ህዝብን በኢኮኖሚ ማጨናነቅ አለብን ካላስራብነው ና ከበላ ይዋጋናል ይጨርሰናል ይብሉ ኔይሮም፥(I guess I heard it at ESAT)ሶ ንዝቀትለና ብገንዘብ ይሁን ብእኽሊ፥ብማቴሪያል ክህግዝ ዘአተየ አብደገ ዘሎ ኹሉ ንህጊ ክተቕርዎ አለኩም እምበር ሱቕ ኢልካ ምስዳድ ብሕዝብ ትግራይ ቅትለት ከዝፈረድኩም ፍለጥዋ፦፦ኤርትራውያን አብደገ ኮኖም ገና ንቐትለኩም ኢና ሰሙና ንሰርኸኩም፥፥ንኤርትራውያን እንተ ሰዲድክምዎም ዳርጋ አርክ ኢሳያስ ኢኹም፦፦
    All those who enter in Tigray , regardless of their position and duty (i;e including doctors, nurses and cooks etc )contribute to the massacre of our people.
    We are defending people of Tigray and current US leaders want Abiy to stop the war and bring peace around the table and let people get access to basic needs . However, Abiy insist on committing the massacre and defending his stance by “story of colonialism”
    Why did he forgot such argument when he was elected and supported by US and why can’t refuse to receive aid from US & EU before he started the war ? A liar and anyone who donot stood by the truth is likely to make illogical argument.

    Being not able to exercise power doesn’t make you wrong or culprit before the law unless you made something wrong. He is justifying the popular belief that westerners stood by those who hold power and grab money to burn. I thin is behaving rudely and forgot to act as an educated man. I suppose, He went to prestigious schools despite the fact that he made an argument that is null & void.Amhara eites like Dr Mekonnen Biru, Prof Almariam and others know they can tackle this issues pertaining to the recent sanctions through diplomatic dialogue , but they insist on killing our people and making innumerable and ridiculous accusations desperately hoping to discourage lifesaving actions.

    We heard them saying, we gonna take part in the coming US election to make suer a republican party gain the hand ; they found a politician like Senator Jim Inhofe (Republican) among the Republicans. BTW, the above statement copied from the zehabesha to encourage PP supporters develop positive feelings towards this party.

    ከኢትዮጵያውያን ጎን የቆመ ፓርቲ ስለሆነ እኛ የአሜሪካ ዜግነት ያለን አማሮች የሪፐብሊካን ፓርቲ በመጪው ምርጫ እንዲመረጥ እንሰራለን ሲሉ ተደምጠዋል፥፥እኛ ከፓርቲው ጋር ጥልና ቂም የለብንም ግለሰቡ የተናገረውን በግሌ እቃወማለሁ፥፥በሕውሓት ስምና ሽፋን ህዝቤ ማለቅ ስለሌለበት፥ያጠፋ ካለ በገለልተኛ ና ፍትሓዊ(ምዕራባዊ ብቻበመሆኑ ሳይሆን)ተጣርቶ ይዳኝ፥፥
    https://zehabesha.com/us-senator-describes-tplf-as-regional-terrorist-group-that-initiated-tigray-crisis/

Leave a Reply

Your email address will not be published.

Copyright © TGHAT