ብ ግርማይ ግሩም ሓጎስ ኣብ ዓድድና ትግራይ ካብ 2013 ዓም ኣትሒዙ ኣብ ዝነበረ ናይ ውግእ መዋእል ብዙሕ ንምርኣዩን ንምዝራቡን ዝይኸብድ ግፍዒ ስደት፣ ᎀት፣ ጥሜት፣ ሕማም፣ መጕዳእቲ...
ብ ገብረሂወት ሃይለማርያም ኣብርሃ መእተዊ ህዝቢ ትግራይ ኣብ እዛ ሎሚ ቀርኒ ኣፍሪካ ተብሂላ ዝትፅዋዕ ዞባ ቅድሚ ኣሽሓት ዓመታት ዝነበረ ኰይኑ መስተንክራዊ ታሪኽን ስልጣነን ዝወነነ ህዝቢ ካብ...
ብ ንጉስ ኣረፈ ገብረመድህን ዓበይቲ ዓዲ ተጋሩ እንትይምስሉ “ካበይ ከም ዝነጥር ዘኢይፈልጥ ኣበይ ከም ዝዓይርፍ ኣይይፈልጥን” ይብሉ። መልዐሊኡን መዕረፊኡን ዘኢይፍልጥ ኣንፈት ቃልሲ እዉን ምዕንፃሉ ኣይይተርፎን። ኣብ...
ብ ፀጋይ ክንፈ ነዊሕ ድሕረ ባይታ ዘለዎ ኣብ ውሽጢ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ዝፀንሐ ምግምማዕ ኣብ እዙ እዋን እውን ብ ውሑዱ ካብ ሰለስተ መኣዝናት (ካብ ትግራይ፣ ኦሮምያን...
ካብ ኣሜሪካ ብ ኣዲስ ኣበባ ገይሩ ናብ መቐለ ዝኣተወ ሰይፉ ትዕዝብቱ ኣብ ትዊተር ድሕሪ ምፅሓፉ፥ ምስ ተኽላይ ዘትግሃት እውን ኣብ ትግሃት ኣውጊዖም ኣለዉ። ሰይፈ ብ ውቕሮ፥...
ብ ሌተናንት ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ መብርሂ፦ እዙ ፅሑፍ አብ ሚያዝያ 2014 ብ ሌተናንት ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ ተዳሊዉ ብ እዋኑ ንመሪሕነት ትግራይ ዝቐረበ ኰይኑ ኣብ ለካቲት 2015...
ሰራዊት ኤርትራ ካብ ገለ ከባብታት ትግራይ ይወይእ ከም ዘሎ ይገር ኣሎ። ሻዕብያ፡ እቱ ምውፃእ ብዙሕ ብድዐ ክተፍአሉ መሪፁ ኣሎ። ከም ስነደ ክይዀን፡ ኣብ እዙይ ተቐሚጡ ኣሎ።...
እዋናዊ መርገፂ ውድብ ናጽነት ትግራይ (ውናት) መሪር መስዋእቲ ዝተኸፈሎ ዕላማ ህዝባዊ ቃልስና ብሻላማላ ኣይኽበስን! ዝኸበርካ ጅግና ተቓላሳይ ህዝብና፦ ታሪኻውያን ፀላእትና ደይመደይ ኢሎም፤ ቅድመ ምድላው ገይሮም፤ ከም...
ወራሪ ስርዓት ሻዕብያን ስርዓት ኣቢይን ኣብ ልዕሊ ንጹህ ህዝቢ ትግራይ ዝኣወጆ ኲናት ከባቢ ክልተ ዓመት እኳ እንትቑጸረ፡ እንሆ ሕጂ ውን ዳግማይ ጀሚሩ ይርከብ። ፋሽሽታውያን ስርዓታት ህግደፍን...
ምስ ካልኣዩ ኣብ ኢድ ፀላኢ ሰራዊት ኤርትራ ዝወደቐ ትግራዋይ፡ ስለ ዝገበሩዎ፥ ዝበሉዎ፥ ዝስምዖ፥ ዝርአዮን ዝተዓዘቦን የዘንትው።
ሓደሽቲ ርእይቶታት ኣንብቡ