ብምኽንያት መስዋእቲ ተጋዳላይ ሜጀር ጀነራል ገብረመድህን ፍቓዱ (ወዲ ነጮ) ዝወፀ መግለፂ ሓዘን መንግስቲ ትግራይቅድሚ ኩልን ልዕሊ ኹሉን ካብ ዕድመ ንእስነቱ ጀሚሩ ክሳብ ዕለተ መስዋእቲ ህዝብን ሉኣላውነት...
መብርሂ፡ እዚ ስነድ ብ ውድብ ባይቶና ተዳሊው: 13 መስከረም 2014 : ኣብ ገፅ ፈይስቡክ እቱ ውድብ ዝተፈነወ እዩ። ቃልሲ ትግራይ ገምጊሙ፥ ምልከታን መርገፅን እቱ ውድብ ይገልፅ።...
ኩሎም ዓቕምታትና ፀንቂቕና ብምጥቃም ህላወን ረብሓን ትግራይ ነውሕስ! ህዝብና ንዝሓለፉ 14 ኣዋርሕ ኣብ ከቢድን ዘስካሕክሕን ዓፀቦ ይርከብ፡፡ ፀላእቲ ትግራይን ትግራዋይነትን ብዝተዋደደን ዝተናበበን ትልሚ ዝኣወጅዎ ከይዲ ምፅናት...
ውናት ኣብ ብሄራዊ ድሕነት ትግራይ ዘንጸላለወ ሓደጋ ንምእላይ ለበዋ ዘቕረበሉ መልኽእትን ኣተሓሒዙ ዝልኣኾ ሓባሪን።
መብርሂ፡ እዚ ሰነድ፡ ብ ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ (ሳወት) ተዳሊዉ፡ ብ 21 ሚያዝያ 2014 ዓም፡ ኣብ ገፅ ፈይስቡክ እቱ ውድብ ዝተፈነወ እዩ። እቱ ሰነድ፡ እቱ ውድብ...
ንስርዓት ኢሰይያስ ዝኣሊ ሓዱሽ ህዝባዊ ሓይሊ ተላዒሉ ኤርትራ ሃገርና: ብሰንኪ እቲ ኣብ ኣስመራ ዘሎ ውልቀ መላኺ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ቃራና መንገዲ ትርከብ። ህዝብና ኸኣ ኣብ ከቢድ...
ብ ታዜና ተ.ሃ ፩. ዕንይንይ … እቶም ሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ዓሊ (ፒፒ) ካብታ ዝኣተዉላ ዕለት 20 ሕዳር (2013 ዓ.ም.) ኣትሒዞም፣ ኣብ መቐለ ‘ኣይትዅንኒ’ ዝዓይነቱ ብሓደ ኣንጎሎ...
ካብኣቶም ሓደ ኣብ መቐለ ወዲ ሰፈረይን ዓርከይን ዝነበረ ወዲ ብየመና ጥሜት መልክዑ ተቐዪሩ ከለልዮ ስለ ዘኢኸአልኹ እሱ ባዕሉ ፀዊዑ እዩ ሰላም ኢሉኒ። ልኣቶም ምስ ርእኹ ክልተ...
ብምኽንያት ብዕለት 9/3/2014 ዓ/ም ኣብ መንጎ ሰራዊት ትግራይን ሓልታት ዓፋርን ኣብ ኣብዓላ ብዝተልዓለ ውግእ፡ ምልሻ ዓፋር፡ ተጋሩ ጥራሕ ፈልዮም፡ ምቕታልን ንብረቶም ምዝራፍ ጀሚሮም። ነገሩ ዓንፆ ዓንፆ...
መርገፂ ሃገራውያን ውድባት ትግራይ ብኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተኣወጀ፣ ኣምሓራን መንግስቲ ኤርትራን ብሓባር ዝመርሑዎ፣ ዘራያት ካብዝን ካብትን ዝተኣኻኸብሉ ኲናት ምፅናት ዘርኢ ትግራይ ብዕሊ ጥቅምቲ 24/2013...