ሕዚ ግና ሙሉእ ብሙሉእ ብሰራዊት ሻዕብያ ዓንኒዉን መዓስከር ሰራዊት ኰይኑን ይርከብ። ካብ ማዕጾ ጀሚሩ ኣብ እቲ ሆስፒታል ዝነበሩ ንብረታትን ናውቲ ሕክምናን ሙሉእ ብሙሉእ ተዘሪፎም እዮም። ምሳሌታት...
ገለ ውልቀ ሰብ መዚ እዘን ሃገራትን ገለ ኣብ እዘን ሃገራት ዘለው ፈጠርቲ ፅዕንቶ ሰባትን ብውልቀኦም በቲ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ንምግላፁን ንምሕሳቡን ዝኸብድ...
ቤት ትምህርተይ ሓዊ ኣትዩዋ። ኣነ ታሪኽ እየ እዝክር ዘለኹ። ናይ ሎሚ ህፃናትን ሰጋናትን ተምሃሮ ግን ኣካል ሆወቶም እያ። እቶም ተምሃሮ፡ ታሪኾንም መፃኢኦምን ክቃፀል ምስ ርአዩ፡ ከካብ...
ኣነ እውን ትግራወይቲ ብ ምዃነይ፡ ናይ ባንኪ ኣካውንተይ ተዓፅዩ ኣብ ችግር ወደቕኩ። ብፍላይ ካባይ ብዙሕ ነገር ዝትፅበይ ቈልዓ ሒዘ ከቢድ ኰነኒ። እቲ ፀገመይ ግን ተጀሚሩ እንበር...
ብዕለት 28/04/2013 ዓም ንጕሆ ኣስታት ስዓት 12:30 እቲ ውግእ ገና እንተ ኢተዛዘመ ሓዱሽ ተወሳኺ ወታደር ናብ'ቲ ጣብያ ይኣትዉ። ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ድማ ናብ በረኻታት የንሳሕቡ። ብዝበፅሖም...
ስለ ዝዀነ ድማ ኣብ ሙሉእ ዓለም ዝትነብሩ ተጋሩ ኦርቶዶክሳውያን ኵልኹም ናይ እቲ ማሕበርና ዕላማን ከይድን ተገንዚብኩም ኣድላዪ ዝዀነ ሞያዊ ሓገዝ ክትገብሩ ብኽብሪ እናጸዋዕና፡ ካብ ማሕበርና ሓገዝን...
ድሕሪ ዒስራ ዓመታት ኣዕይንታ ብሕክምና ንእሽተይ ክርእያ ተገይሩ። ግን ገና ዓመታት እንተየቍፀራ ንዓመታት ዝዛረየ ዒላ ንብዓት ዳግማይ ፈልፊሉ። ኣነ እውን ህፃን ኰይነ ብዛንታ ዝፈልጦ ንብዓት ኣደይ….ኣደ...
መቀሌም "safe" እንዳልሆነ ውስጣችን እየነገረን ነበር። የምንገባበት ጥግ አጣን። አንድ ጓደኛዬ እሷ ጋር መውለድ እንደምችል ስለነገረችን ለቤተሰቦቿ የተወሰነ ብር ሰጠናቸው። ከስራ ሳንናገር ስለወጣን ባለቤቴ እረፍት ለመሙላት...
ስለዚህ ጦርነት ሳስብ በነገሮች አለመጎዳቴን ሳውቅ ህይወት ሁለተኛ እድል እንደሰጠችኝ ፈጣሪም የቤተሰቤን እንባ እና ፀሎት እንደተቀበለ አምናለሁ።
እታ ተዅሲ ዝተጀመረትላ መዓልቲ ሰሉስ ምንባራ እዝክር። ምስ መሓዙተይ ቢራ እናሰይተና ነዉግዕ፣ ንስሕቕ፣ ንቀላለድ ነይርና። ኣብ ወግዕና፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝተሓፀየት መሓዛና፡ መርዓኣ መኣዝ ከም ዝዀን፣...
ሓደሽቲ ርእይቶታት ኣንብቡ