ሰራዊት ትግራይ ሰነ 21 2013 ዓም ኣብ መብዛሕቲኡ ትግራይ ንዝነበረ ጸላኢ ደማሲሱ መቐለ ተመሊሱ ምስ ኣተወ እቶም ግዝያዊ ምምሕዳር እይና ብሃልቲ ዕሱባት ምስ እቲ ሃዳሚ ሰራዊት...
መብርሂ፡ እዚ ስነድ ብ ውድብ ባይቶና ተዳሊው: 13 መስከረም 2014 : ኣብ ገፅ ፈይስቡክ እቱ ውድብ ዝተፈነወ እዩ። ቃልሲ ትግራይ ገምጊሙ፥ ምልከታን መርገፅን እቱ ውድብ ይገልፅ።...
ብ ታዜና ተ.ሃ ፩. ዕንይንይ … እቶም ሰራዊት ኣብዪ ኣሕመድ ዓሊ (ፒፒ) ካብታ ዝኣተዉላ ዕለት 20 ሕዳር (2013 ዓ.ም.) ኣትሒዞም፣ ኣብ መቐለ ‘ኣይትዅንኒ’ ዝዓይነቱ ብሓደ ኣንጎሎ...
ካብ መንግስቲ ትግራይ ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ ቅድሚ ኵሉን ልዕሊ ኵሉን ቀዳማይ ደርጊ 15 ሰነ 1980 ዓ/ም ኣብ ዕዳጋ ሓውዜን ደብዳብ ነፈርቲ ዝፈፀመሉ መበል 33 ዓመት መዓልቲ...
ምስ ካልኣዩ ኣብ ኢድ ፀላኢ ሰራዊት ኤርትራ ዝወደቐ ትግራዋይ፡ ስለ ዝገበሩዎ፥ ዝበሉዎ፥ ዝስምዖ፥ ዝርአዮን ዝተዓዘቦን የዘንትው።
እዚ ዝይስዕብ ሰንጠረዥ ኣብ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ፥ ጣብያ ድጉም ኣብ 52 ገዛውቲ ዝበፅሐ ዓይነትን መጠንን ዕንወት ዝየርእይ እዩ። ተ.ቍ ሙሉእ ስም ዓይነት ንብረት ዓይነት ጕድኣት ፍልፍል...
ብ ዕለት 16፥ 17 ወ 18 ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያ ኣብ ድጉም ብዙሓት ሰባት ቀቲሎም እዮም።
ስድራ ኣደይ ሰላስ መሊሳ ጐዲላ! ኣደይ ስላስ ብሰንኪ ስእነት መድሓኒት ብዕለት 23 ታሕሳስ ዓሪፈን፤ ጓለን ወ/ሮ ጻድቃን ድማ ብዕለት 27 ታሕሳስ ወራሪ ሰራዊት ኤርትራ ደብዳብ መዳፍዕ...
ቍጽሪ እቶም ከካብ ከባቢኦም ዝተወሰዱ ሰባት፡ ልዕሊ 76 ይግመት። እዞም ወገናት ድሕሪ ከካብ ከባቢኦም ምልቃሞም፡ ንመወዳእታ ጊዜ ብሂወት ዝተርአዩሉ ንጕሆ ጥሪ 16፡ 2021 ዓ/ም እዩ። ድሕሪኡ:...
ሕዚ ግና ሙሉእ ብሙሉእ ብሰራዊት ሻዕብያ ዓንኒዉን መዓስከር ሰራዊት ኰይኑን ይርከብ። ካብ ማዕጾ ጀሚሩ ኣብ እቲ ሆስፒታል ዝነበሩ ንብረታትን ናውቲ ሕክምናን ሙሉእ ብሙሉእ ተዘሪፎም እዮም። ምሳሌታት...
ሓደሽቲ ርእይቶታት ኣንብቡ