ብ ንጉስ ኣረፈ ገብረመድህን ዓበይቲ ዓዲ ተጋሩ እንትይምስሉ “ካበይ ከም ዝነጥር ዘኢይፈልጥ ኣበይ ከም ዝዓይርፍ ኣይይፈልጥን” ይብሉ። መልዐሊኡን መዕረፊኡን ዘኢይፍልጥ ኣንፈት ቃልሲ እዉን ምዕንፃሉ ኣይይተርፎን። ኣብ...
ብ ፀጋይ ክንፈ ነዊሕ ድሕረ ባይታ ዘለዎ ኣብ ውሽጢ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ዝፀንሐ ምግምማዕ ኣብ እዙ እዋን እውን ብ ውሑዱ ካብ ሰለስተ መኣዝናት (ካብ ትግራይ፣ ኦሮምያን...
ካብ ኣሜሪካ ብ ኣዲስ ኣበባ ገይሩ ናብ መቐለ ዝኣተወ ሰይፉ ትዕዝብቱ ኣብ ትዊተር ድሕሪ ምፅሓፉ፥ ምስ ተኽላይ ዘትግሃት እውን ኣብ ትግሃት ኣውጊዖም ኣለዉ። ሰይፈ ብ ውቕሮ፥...
ብ ሌተናንት ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ መብርሂ፦ እዙ ፅሑፍ አብ ሚያዝያ 2014 ብ ሌተናንት ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ ተዳሊዉ ብ እዋኑ ንመሪሕነት ትግራይ ዝቐረበ ኰይኑ ኣብ ለካቲት 2015...
ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን መንግስቲ ትግራይን ብሳልሳይ ወገን ኣቢሉ ብዝተበፅሐ ናይ ተናፀል ሰብኣዊ ተፃብኦ ደው ምባል ምርድዳእ መሰረት ንዝሓለፉ ልዕሊ 6ተ ኣዋርሕ ኣብ መንጎ ምክልኻል ሰራዊት...
ብ ሙሉጌታ ገብረማርያም መሬት ትግራይ ቅድሚ ክልተን ሰለስተን ክፍለ ዘበናት ኣቢሉ ብ ሕርሻዊ እቶቱ ዝደንፍዐ ንነበርቱ ካብ ዓመት ናብ ዓመት ዝተመጣጠነ ስርዓት ኣመጋግባ ከቕርብ ዘኽእል ምህርቲ...
ካብ መንግስቲ ትግራይ ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ ቅድሚ ኵሉን ልዕሊ ኵሉን ቀዳማይ ደርጊ 15 ሰነ 1980 ዓ/ም ኣብ ዕዳጋ ሓውዜን ደብዳብ ነፈርቲ ዝፈፀመሉ መበል 33 ዓመት መዓልቲ...
ብ ዕለት 16፥ 17 ወ 18 ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያ ኣብ ድጉም ብዙሓት ሰባት ቀቲሎም እዮም።
ል ሕድሕድ ዝርአየን ሰብ “ቀበርትና ይግበርኩም” ዝትብል ነገር መውፅኢት ኣፈን ነበረት። ድሕሪ ናይ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ስቓይ፣ ብ ዕለት 29 ሚያዝያ 2013 ካብ እዛ ዓለም ብ ሞት...
ስድራ ኣደይ ሰላስ መሊሳ ጐዲላ! ኣደይ ስላስ ብሰንኪ ስእነት መድሓኒት ብዕለት 23 ታሕሳስ ዓሪፈን፤ ጓለን ወ/ሮ ጻድቃን ድማ ብዕለት 27 ታሕሳስ ወራሪ ሰራዊት ኤርትራ ደብዳብ መዳፍዕ...
ሓደሽቲ ርእይቶታት ኣንብቡ