መግለጺ ዓለምለኸ ማሕበረ ካህናት ትግራይ ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ
ኣባላት ማሕበረ-ካህናት ትግራይ ዘኦርቶዶክስ ምስረታ ማሕበሮም ኣብ ቲኤምኤች እንትየቕርቡ

መግለጺ ዓለምለኸ ማሕበረ ካህናት ትግራይ ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ

ስለ ዝዀነ ድማ ኣብ ሙሉእ ዓለም ዝትነብሩ ተጋሩ ኦርቶዶክሳውያን ኵልኹም ናይ እቲ ማሕበርና ዕላማን ከይድን ተገንዚብኩም ኣድላዪ ዝዀነ ሞያዊ ሓገዝ ክትገብሩ ብኽብሪ እናጸዋዕና፡ ካብ ማሕበርና ሓገዝን ኣገልግሎትን ኣብ ዝትደልዩሉ ጊዜ፡ ኣብ ዝዀነ ይዅን እዋን ንኽንሕግዘኩም ንኽነገልግለኩም ድሉዋት ምዃንና ክነረጋግጸልኩም ንፎትው።

Continue Reading መግለጺ ዓለምለኸ ማሕበረ ካህናት ትግራይ ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ